Mestyat Betna | መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ልዕሊ መንበሪ ህንጻ መራሒ እስራአኢል | ሰሜን ኮርያ ሰራዊታ ንሩስያ ለጊሳ

Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean YouTube channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

33 comments
  1. ኔታንያሁ ኣብቲ መንበሪ ኣሎ ድዩ የለን ከይፈለጠሱ ኣድራሽኡ ኣለና ኢሎም ሱቅ ኢሎም ኣፋንየምዋ😂

  2. ሽበራውያን መራሕቲ ብከቢድ ኣጸጊዑ ሓመድ ክገብሮም ቀንዩስ፣ ቢቢ በዚኦም ክጽጋዕ ከባድ'ያ! ውሽጦም ክፍትሹ ኣለዎም ምበር ባንዳ ኣጥርዮም ኣለዉ😁 🇮🇱💙

  3. ትቕንጽል ትቕንጸል፡ ኣነ ዝገርመኒ ግን እስራኤል ዶብ ጥሒሳ መራሕቲ ስለ ዝቀንጸለት ትልውጦ ነገር ኣሎ ድዩ ኾይኑ` ሓማስ ይኩን ህዝቡላህ ተካእቲ ኣብ ምፍራይ ሓያላት ምኳኖም ኢዩ ዝንገር፡ ሓደ ተኸደ ሓደ ይመጽእ" ስለዚ እስራኤል ትኽተሎ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ።

Leave a Reply